Resumen del episodio
ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ስፐይን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካልኣይ ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ ኣብ ሓዘን ኣትያ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣብ’ታ ሃገር ክኽበር’ዮ። * ዝተሳዕረ ብራዚላዊ ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፍላቪዮ ቦልሶናሮን ስድራቤቱን ኣብ ኣሜሪካ ኣትዮም፣ * ኣማኢት ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ኳንታስን ኳንታስሊንክን ናይ 24 ሰዓታት ኣድማ ኣካይዶም፣ ናይ ሎሚ ጸብጻባት ዜና * ሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረ ኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ፣ ግጭት ሞያሌ ኣስታት 36 ሽሕ ሰባት ናብ ኬንያ ክሃድሙ ገይሩ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓታዊ ምምዝባል እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ክብል ምሕዝነት ንህልውና ገሊጹ፣ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማልያ ስርሑ ዓጽዩ፣ ምርጫ ግዝኣት ቪክቶርያ፣ ኣውስትራልያ * ግዝኣት ቪክቶርያ ብልምዲ ከም ገስጋሲት ግዝኣት’ያ ትረአ። ዋን ኔሽን ህቡብነቱ እናወሰኸ ምስ ምኻዱ ግን ሕዳር ዝካየድ ምርጫ እታ ግዝኣት ናብ የማን ትዝንብለሉ ተኽእሎ ወይ ዕድል የምጽእ ኣሎ። ስለ’ዚ ተወዳደርቲ ሰልፍታት ከመይ ጌረን’የን ንደገፍተን ከእምና ዝፍትና ዘለዋ? ኣብ ልዕሊ ፈደራል ኣባል ባይቶ ሄለን ሄይንስ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብዛዕባ ድሕነትን ሓደገኛ/መርዛማት ዝኾኑ ጎስጓሳትን ሓድሽ ክትዕ ተላዒሉ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ቃለመሕትት * ኣብ ዝሓለፉ መደባትና ምስ ኤርትራዊ ኣውስትራልያዊ ኣቶ ሃይለ ገብሩ ዝገበርናዮም ክልተ ክፋል ዕላላት ኣቕሪብና ኔርና። ንሱ ማርክሳዊ ኣተሓሳስባ ተቐቢሉ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ዝተጋደለን ኣብ ዝተፈላለዩ ጽፍሕታት ዘገልገለን’ዩ። ናብ ኣውስትራሊያ ቅድሚ ኣስታት 30 ዓመታት ክመጽእ’ንከሎ ኣብ ሱዳንን ኣዲስ ኣበባን ብማእሰርቲ ግዜ ኣሕሊፉ’ዩ። ኣብ…

Episodios
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026)
Escuchadoዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ስፐይን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካልኣይ ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ ኣብ ሓዘን ኣትያ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣብ’ታ ሃገር ክኽበር’ዮ። * ዝተሳዕረ ብራዚላዊ ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፍላቪዮ ቦልሶናሮን ስድራቤቱን ኣብ ኣሜሪካ ኣትዮም፣ * ኣማኢት ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ኳንታስን ኳንታስሊንክን ናይ 24 ሰዓታት ኣድማ ኣካይዶም፣ ናይ ሎሚ ጸብጻባት ዜና * ሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረ ኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ፣ ግጭት ሞያሌ ኣስታት 36 ሽሕ ሰባት ናብ ኬንያ ክሃድሙ ገይሩ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓታዊ ምምዝባል እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ክብል ምሕዝነት ንህልውና ገሊጹ፣ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማልያ ስርሑ ዓጽዩ፣ ምርጫ ግዝኣት ቪክቶርያ፣ ኣውስትራልያ * ግዝኣት ቪክቶርያ ብልምዲ ከም ገስጋሲት ግዝኣት’ያ ትረአ። ዋን ኔሽን ህቡብነቱ እናወሰኸ ምስ ምኻዱ ግን ሕዳር ዝካየድ ምርጫ እታ ግዝኣት ናብ የማን ትዝንብለሉ ተኽእሎ ወይ ዕድል የምጽእ ኣሎ። ስለ’ዚ ተወዳደርቲ ሰልፍታት ከመይ ጌረን’የን ንደገፍተን ከእምና ዝፍትና ዘለዋ? ኣብ ልዕሊ ፈደራል ኣባል ባይቶ ሄለን ሄይንስ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብዛዕባ ድሕነትን ሓደገኛ/መርዛማት ዝኾኑ ጎስጓሳትን ሓድሽ ክትዕ ተላዒሉ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ቃለመሕትት * ኣብ ዝሓለፉ መደባትና ምስ ኤርትራዊ ኣውስትራልያዊ ኣቶ ሃይለ ገብሩ ዝገበርናዮም ክልተ ክፋል ዕላላት ኣቕሪብና ኔርና። ንሱ ማርክሳዊ ኣተሓሳስባ ተቐቢሉ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ዝተጋደለን ኣብ ዝተፈላለዩ ጽፍሕታት ዘገልገለን’ዩ። ናብ ኣውስትራሊያ ቅድሚ ኣስታት 30 ዓመታት ክመጽእ’ንከሎ ኣብ ሱዳንን ኣዲስ ኣበባን ብማእሰርቲ ግዜ ኣሕሊፉ’ዩ። ኣብ…
ስፐይን ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ፣ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ከተኽብር'ያ - ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026)
Escuchadoዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026) * ስፐይን ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካልኣይ ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ ኣብ ሓዘን ኣትያ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣብ’ታ ሃገር ክኽበር’ዮ። * ዝተሳዕረ ብራዚላዊ ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፍላቪዮ ቦልሶናሮን ስድራቤቱን ኣብ ኣሜሪካ ኣትዮም፣ * ኣማኢት ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ኳንታስን ኳንታስሊንክን ናይ 24 ሰዓታት ኣድማ ኣካይዶም፣ * ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ካርሊንግ ካፕ ሓሊፈን፣ #sbsaudiopodcast
ሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረ ኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ (ጸብጻባት)
Escuchadoሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ፣ ግጭት ሞያሌ ኣስታት 36 ሽሕ ሰባት ናብ ኬንያ ክሃድሙ ገይሩ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓታዊ ምምዝባል እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ክብል ምሕዝነት ንህልውና ገሊጹ፣ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማልያ ስርሑ ዓጽዩ፣ #sbsaudiopodcast
እስራኤል ድምጽታት ትቖጽር፣ መን ክመርሓ'ዩ ግን ገና ንጹር ኣይኮነን - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28 ጥቅምቲ 2026)
Escuchadoዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 ጥቅምቲ 2026) * ኣመሓዳሪት ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያን ፈደራል ተሓዝ ሕሳብን ዝቕባበ ንንውሕ ዝበለ እዋን ልዑል ኮይኑ ክጸንሕ'ዩ ይብሉ፡ * ሓድሽ መራሒ ሰልፊ ግሪንስ ደይቪድ ሹብሪጅ ንዳርጋ ኩሎም ሰራሕተኛታት ናይ 1000 ዶላር ኣውስትራልያ ኣብ ዓመት ሕድገት ቀረጽ ዝገብር መደብ ኣፍሊጡ፡ * ናይ ፈለማ ዝተኣከቡ ርእይቶታት ኣድመጽቲ (ኤግዚት ፖልስ) ምርጫ እስራኤል ተዘርጊሖም - መን'ዩ ኣብ መወዳእትኡ መንግስቲ ዝምስርት ግን ንጹር ኣይኮነን፣ #sbsaudiopodcast
Could Victoria shift right after 12 years of Labor? - ኣውስትራልያዊት ግዝኣት ቪክቶርያ ድሕሪ ናይ 12 ዓመታት መሪሕነት ሰልፊ ለይበር ናብ የማን ክትቅይር ድያ፧
EscuchadoAs Victoria prepares to vote, major and minor parties are battling for support on the issues that matter most to voters. - ቪክቶርያ ክትመርጽ ኣብ ትዳለወሉ፣ ዓበይትን ንኣሽቱን ፖለቲካውያን ሰልፍታት ኣብ'ቶም ንኣድመጽቲ ኣዝዮም ዘገድሱ ዛዕባታት ደገፍ ንምርካብ ይቃለሳ'ለዋ።